እዚ ን5ይ ክፍሊ ዝተዳለወ መርሃ ትምህርቲ፣ ኣካል እቲ ደቅና ዓለም ዝበፅሖ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንክበፅሑ ታሓሳቢ ገይሩ ዝስራሕ ዘሎ እዩ። ኣብዚ መርሃ መርሃ ትምህርቲ፣ ህፃናት ተምሃሮ ፣
እንታይ ኣየር ይርድኡ።
እንታይነት ዓውደ ኣካል ይግንዘቡ።
ዓይነታት ዓውደ ኣካል ይፈልዩ።
ኣፋላላይ ንፁሩን ሕዋስን ይሞሙዩ።
ብረታውያንን ኢ-ብረታውያንን የናፃፅሩ።
እንታይ ማይ ይርድኡ።
እንታይነት ፀባያት ይግንዘቡ።
ዓይነታት ኦክሳይድ ይፈልዩ።
ረብሓታት ማይ ይፈልጡ።
ብኽነትን ብኽለትን ማይ የናፃፅሩ።
ሜላ ዕቀባ ማይ ይርድኡ።