ሒሳብ
እዚ ትምህርቲ እዚ ንምጅማር ተምሃሮ ቅድም ክብል ኣብ 4ይ ክፍሊ ዝተውሃበ ትሕዝቶ ትምህርቲ ሒሳብ
ብዝግባእ ከምዝተመሃሩ ይእመን፡፡ በዚ መሰረት ሕዚ ድማ ኣብ 5ይ ክፍሊትምህርቲ ክመሃሩ ትፅቢት
ዝግበረልም ብቕዓታት ክጭብጡን ንምግባር ነዞም ዝስዕቡ ትኹረት ምሃብ ኣድሊይ እዩ፡፡ ተምሃሮ መሰረታዊ
ፍልጠት ሒሳብ ብቴክኖሎጂ ዝተሐገዘ እንትመሀሩ ጠቐምቲ ሒሳባዊ ክእለታት ዘማዕብልሉ ኾይኑ ነቲ
ትምህርቲ ብዝበልፅ ንኽመሃሩን ዓዕቅሞም ንከማዕብሉ ን ግዘ ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ እናተጠቀሙ ምኽንያት
ከቕርቡ፣ መሀዝቲ ኾይኖም ንኽዓብዮ፣ ትኽክለኛ ውሳነ ንኽህቡን ምስ መነባብርኦም ዝተኣሳሰሩ ግድላት
ምፍታሕ ምእንታን ክኽእሉ ተሓሲቡ ዝተዳለወ ብኦንላይን ትምህርቲ ሒሳብ እዩ።
- Teacher: Geez Education & Training
- Enrolled students: There are no students enrolled in this course.