ጥሙር ሳይንስ

ጥሙር ሳይንስ

Course modified date: 28 October 2025

እዚ ን5ይ ክፍሊ ዝተዳለወ መርሃ ትምህርቲ፣ ኣካል እቲ ደቅና ዓለም ዝበፅሖ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንክበፅሑ ታሓሳቢ ገይሩ ዝስራሕ ዘሎ እዩ። ኣብዚ መርሃ መርሃ ትምህርቲ፣ ህፃናት ተምሃሮ ፣

  • እንታይ ኣየር ይርድኡ። 

  • እንታይነት ዓውደ ኣካል ይግንዘቡ።

  • ዓይነታት ዓውደ ኣካል ይፈልዩ።

  • ኣፋላላይ ንፁሩን ሕዋስን ይሞሙዩ።

  • ብረታውያንን ኢ-ብረታውያንን የናፃፅሩ።

  • እንታይ ማይ ይርድኡ። 

  • እንታይነት ፀባያት ይግንዘቡ።

  • ዓይነታት ኦክሳይድ ይፈልዩ።

  • ረብሓታት ማይ ይፈልጡ።

  • ብኽነትን ብኽለትን ማይ የናፃፅሩ።

  • ሜላ ዕቀባ ማይ ይርድኡ።

Self enrolment (Student)
Self enrolment (Student)