ከባብያዊ ሳይንስ

ከባብያዊ ሳይንስ

Course start date: 15 October 2025

እዚ ን3ይ ክፍሊ ዝተዳለወ መርሃ ትምህርቲ፣ ኣካል እቲ ደቅና ዓለም ዝበፅሖ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንክበፅሑ ታሓሳቢ ገይሩ ዝስራሕ ዘሎ እዩ። ኣብዚ መርሃ መርሃ ትምህርቲ፣ ህፃናት ተምሃሮ ፣

  • እንታይነት ምግቢ ይርድኡ። 

  • ዓይነታት ምግቢ ይግንዘቡ።

  • እንታይነት ዝተመጣጠነ ምግቢ ይፈልጡ።

  • ረብሓ ምግቢ ይፈልጡ። 

  • ጉጅለታት ምግቢ ትፈልዩ

  • እንታይነት ምብካል ምግቢ ይግንዘቡ። 

  • ሳዓቤን ምብካል ምግቢ ይርድኡ።

  • ኣጣቃቕማ ግዘ ይፈልጡ።

  • እንታይነት ኣጣቓቕማ ግዘ ይግንዘቡ።

  • ረብሓ ምሕዳስ አእምሮ ይፈልጡ። 

  • ፅዕንቶ ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ይርድኡ።

  • እንታይነት ሕማም ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ይርድኡ።

  • መማሓላለፊ መንገድታት ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ይፈልጡ።

  • መካላኸሊ መንገድታት ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ይግንዘቡ።

  • ፅዕንቶ ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ትዝርዝሩ።

Self enrolment (Student)
Self enrolment (Student)