ሒሳብ
እዚ ትምህርቲ ንምጅማር ተምሃሮ ኣብ 5ይ ክፍሊ ዝተውሃበ ትሕዝቶ ትምህርቲ ሒሳብ ብዝግባእ ከምዝተመሃሩን ትፅቢት ዝግበረልም ዝነበረ ሓፈሻዊ ብቕዓት ከምዝጨበጡን ይእመን፡፡ በዚ መሰረት ሕዚ ድማ 6ይ ክፍሊ ሒሳብ ትምህርቲ ክመሃሩን ትፅቢት ዝግበረልም ብቕዓታት ክጭብጡን እዩ፡፡
ኣብዚ ክፍሊ እዚ ተምሃሮ መሰረታዊ ፍልጠት ሒሳብ ዝጭብጥሉን ኣብ ትምህርቲ ሒሳብ ጠቐምቲ ሒሳባዊ ክእለታትን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባን ዘዕብይሉ ኾይኑ ነቲ ትምህርቲ ብዝበለፀ ንኽመሃሩን ክእለቶም ንከማዕብሉን ከምኡ ድማ ርትዒዊ ኮይኖም ምኽንያት ከቕርቡ፣ ፈጠርቲ ኮይኖም ንኽሓስቡ፣ ትኽክለኛ ውሳነ ንኽህቡን ምስ መነባብርኦም ዝተኣሳሰሩ ግድላት ምፍታሕ ምእንታን ክኽእሉ ተሓሲቡ ዝተዳለወ (ቀጥታዊ) ናይ ኦንላይን ትምህርቲ እዩ።
- Teacher: Geez Education & Training
- Enrolled students: 7