ጥሙር ሳይንስ

ጥሙር ሳይንስ

Course start date: 14 October 2025

እዚ ን6ይ ክፍሊ ዝተዳለወ መርሃ ትምህርቲ፣ ኣካል እቲ ደቅና ዓለም ዝበፅሖ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንክበፅሑ ታሓሳቢ ገይሩ ዝስራሕ ዘሎ እዩ። ኣብዚ መርሃ ትምህርቲ፣ ህፃናት ተምሃሮ ፣

  • እንታይ ኣየር ይርድኡ። 

  • እንታይነት ዓውደ ኣካል ይግንዘቡ።

  • ዓይነታት ዓውደ ኣካል ይፈልዩ።

  • ኣፋላላይ ንፁሩን ሕዋስን ይሞሙዩ።

  • ብረታውያንን ኢ-ብረታውያንን የናፃፅሩ።

  • እንታይነት ብኽለት ኣየር ይግንዘቡ።

  • መንቀሊ ብኽለት ኣየር ይግንዘቡ።

  • ሳዓቤን ብኽለት ኣየር ይፈልጡ።

  • መፍትሒ ብኽለት ኣየር ይርድኡ።

  • ኣየር ወለድ ሕማማት ይግንዘቡ። 

  • እንታይ ማይ ይርድኡ። 

  • እንታይነት ፀባያት ይግንዘቡ።

  • ዓይነታት ኦክሳይድ ይፈልዩ።

  • ዓይነታት ውሁድ ይርድኡ።

  • እንታይነት ኣሲድ ይፈልጡ።

  • እንታይነት ቤዝ ይርድኡ።

  • እንታይነት ጨው ይፈልጡ።

  • እንታይነት ብኽለት ማይ ይግንዘቡ።

  • መንቀሊ ብኽለት ማይ ይግንዘቡ።

  • ሳዓቤን ብኽለት ማይ ይፈልጡ።

  • ምፅራይ ማይ ይርድኡ።

  • ኣየር ወለድ ሕማማት ይግንዘቡ።

  • እንታይነት ማይን ቴክኖሎጂን ይግንዘቡ።

  • እንታይነት ረክቢ ኤሌክትሪክ ይርድኡ።

  • ንኤሌክትሪክ ዘድልዮ ጥንቓቀ ይርድኡ።

Self enrolment (Student)
Self enrolment (Student)