ኬሚስትሪ
ትምህርቲ ኬሚስትሪ ካብቶም ክፋላት ተፈጥሮ ሳይነስ ሓደ ኮይኑ ኣብ ደቂ ሰባት ዘሎ ልማዳዊ ርድኢት ስነ ቅመማ ብዝበለፀንን ብዝበናዉን መንገዲ ብምንፃር ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ኬሚካለዉን ፊዚካዉን ቅመማታት (ምብልዕላዓት) ሂወታዉያን ሓደ ዓይነት ኣረዳድኣ ሒዙ ንኸይድ በሪ ዝኸፈተ ትምህርቲ እዩ። በዚ መሰረት ድቂ ሰባት ኣብ ዉሽጦም ንዝካየዱ ኩሎም ስነሂወታዊ ከይድታት ማለት እዉን ካብ ምድቃቕ ምግቢ ጀሚሩ ክሳብ ኣወጋግዳ ተረፈ ምህርቲ ረስሓታት ሰዉነትና ማለት እዉን ርሃፅ፣ሰገራ(ፍታን)ን ካልኦት ዝውዉር ደምን ኣብ ፅንሰ ሓሳብ ኬሚስትሪ ዝተመስረተ ብምዃኑ ተምሃሮ ዘለኩም ርድኢት ምስ ከባብያዉን ዓለማዉን ኩነታት ኣተኣሳሲርኩም ሰፊሕ ፍልጠት ንኽትጭብጡ ምእንታን እንሆ ትምህርቲ ኬሚስትሪ ዓርሱ ኪኢሉ ካብ 7ይ ክፍሊ ጀሚሩ ቀሪቡ ኣሎ።
- Teacher: Geez Education & Training
- Enrolled students: There are no students enrolled in this course.